Orthodox Tewahedo teaching library
Questions & Answers
Search faithful answers rooted in Scripture, Holy Tradition, and the teaching of the Eritrean Orthodox Tewahedo Church.
-

ጆሆቫ ዊትነስ
Read answer →: ጆሆቫ ዊትነስ2. ቀንዲ ናይ እምነት ስሕተታቶምን ናይ ኦርቶዶክስ መልስን ጀሆቫ ዊትነስ ዝብል ስም ካብ ብሉይ ኪዳን ዝተወሰደ ናይ ኣምላኽ ስም እዩ።”የሆዋ” (Yahweh /…
-

ብማርቲን ሉተር ዝተጀመረ
“ፕሮቴስታንት” (Protestants)Read answer →: ብማርቲን ሉተር ዝተጀመረ. ብማርቲን ሉተር ዝተጀመረ“ፕሮቴስታንት” (Protestants) ታሪኽ ቤተ ክርስቲያን ከም ዝምህረና፡ እምነት ፕሮቴስታንት ኣብ መበል 16 ክፍለ ዘመን (ብ1517 ዓ.ም.) ብማርቲን ሉተር ዝተጀመረ…
“ፕሮቴስታንት” (Protestants) -

-

ፍልልይ እምነታት
Read answer →: ፍልልይ እምነታትመጽሓፍ ቅዱስ “ሓደ ጐይታ፣ ሓንቲ እምነት፣ ሓንቲ ጥምቀት” ይብል። እዚ ጽሑፍ ጠንቂ ፍልልይ እምነታት ይምርምር።
-

‘ንምንታይ ሕያዋይ ትብለኒ ብዘይካ ሓደ ኣምላኽ ሕያዋይ የልቦን” /ማር 10፡18/
Read answer →: ‘ንምንታይ ሕያዋይ ትብለኒ ብዘይካ ሓደ ኣምላኽ ሕያዋይ የልቦን” /ማር 10፡18/ክርስቶስ “ንምንታይ ሕያዋይ ትብለኒ?” ምባሉ ንኣምላኽነቱ ይኽሕድ ድዩ? እዚ ጽሑፍ መጽሓፍ ቅዱሳዊ መልሲ ይህብ።
-

ነዞም ኣነ ኽነግሶም ዘይደለዩ ጸላእተይ ግና ናብዚ ኣምጺእኩም ኣብ ቅድመይ ሕረድዎም (ሉቃ 19፡27)
Read answer →: ነዞም ኣነ ኽነግሶም ዘይደለዩ ጸላእተይ ግና ናብዚ ኣምጺእኩም ኣብ ቅድመይ ሕረድዎም (ሉቃ 19፡27)እዚ ቓል እዚ ንብዙኃት መጽሓፍ ቅዱስ ብዝግባእ ዘይተማህሩ ኣኅዋትና ኪዕንቅፎም ይርአ እዩ። ነዚ ቓል እዚ ከም ዘለዎ ብምውሳድ ክርስቶስ “ሰብ ክንሓርድ” ከም…
-

ናብ ምድሪ ሰላም ኸምጽእ ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩም
Read answer →: ናብ ምድሪ ሰላም ኸምጽእ ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩምማቴ 10፡34-38 “ናብ ምድሪ ሰላም ኸምጽእ ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩም። ሰይፊ ደኣ እምበር፡ ዕርቂ ከምጽእ ኣይመጻእኩን። “ ሉቃ 12፡49-54 “ናብ ምድሪ ሓዊ ኽድርቢ እየ…