Theological topic
ትምህርተ ሃይማኖት
‘ንምንታይ ሕያዋይ ትብለኒ ብዘይካ ሓደ ኣምላኽ ሕያዋይ የልቦን” /ማር 10፡18/
ክርስቶስ “ንምንታይ ሕያዋይ ትብለኒ?” ምባሉ ንኣምላኽነቱ ይኽሕድ ድዩ? እዚ ጽሑፍ መጽሓፍ ቅዱሳዊ መልሲ ይህብ።
ነዞም ኣነ ኽነግሶም ዘይደለዩ ጸላእተይ ግና ናብዚ ኣምጺእኩም ኣብ ቅድመይ ሕረድዎም (ሉቃ 19፡27)
እዚ ቓል እዚ ንብዙኃት መጽሓፍ ቅዱስ ብዝግባእ ዘይተማህሩ ኣኅዋትና ኪዕንቅፎም ይርአ እዩ። ነዚ ቓል እዚ ከም ዘለዎ ብምውሳድ ክርስቶስ “ሰብ ክንሓርድ” ከም ዝኣዘዘና ገይሮም…
ናብ ምድሪ ሰላም ኸምጽእ ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩም
ማቴ 10፡34-38 “ናብ ምድሪ ሰላም ኸምጽእ ዝመጻእኩ ኣይምሰልኩም። ሰይፊ ደኣ እምበር፡ ዕርቂ ከምጽእ ኣይመጻእኩን። “ ሉቃ 12፡49-54 “ናብ ምድሪ ሓዊ ኽድርቢ እየ ዝመጻእኩ፡ ሕጅስ…